Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Welcome Family

ናይ ዳታ ምኽልካል

ምክልኻል ንብዛዕባ ውልቅኹም ዝምልከት ዳታ፣ ብዕቱብ ኢና ንርእዮ። ኣብ‘ዚ ዝቕጽል፣ ኣብ ትሕቲ ከመይ ዝኣመሰለ ኩነታት፣ ኣየናይ ዳታ(ውልቃዊ ሓበሬታታት) ኣብ ኮምፒተር ተኸዚኑ ከምዝርከብ ከምኡ‘ውን ከመይ ጌርና ከም ንጥቀመሎም ክንሕብረኩም ኢና። ነዚ ናይ ኢንተርኔት ገጽ ንምጥቃም፣ ናትኩም ኣይፒ ኣድረስ (IP- address) ኣብ ሎግ ፋይልስ ( Log files) ብመሰረት ሕጋዊ ጠለብ ኣብ ቀረብቲ (Provider) ክኽዘን ኣለዎ። ካብኡ ሓሊፉ እቲ ሶፍትዌር(software) ናይ‘ዚ ገጽ እዚ Cookie ይጥቀም እዩ፣ ምእንቲ ካብ ተጠቐምቲ ዝተዋደደ ቋንቋ እንደገና ምጽዋዕ ምእንቲ ክከኣል። ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዝግልገለሉ Browser ይቕልቀል።ካልእ ዳታ፣ ብፍላይ ንውልቀ ሰባት ዝምልከት ዳታ ኣይቅልቀልን ኣይክዘንን እዩ።