Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Small topic picture

እቲ ናይ ዳብሊን-መስርሕ

እዘን ኤሮጳውያን ሃገራት ንስዊዘርላንድ ሓዊስካ፣ ኣይስላንድ፣ ሊሽተንሽታይን፣ ከማኡ‘ውን ነርወይ እየን ከምዚ ዝስዕብ ዝስመያ Dublin-Länder ። እዘን ሃገራት ብመሰረት እዚ ዓንቀጽ፣ ከምዚ ዝስዕብ ይብላ፣ እንተድኣ ሓንቲ ሃገር ንሓደ ስደተኛ ኣቐዲማ መዝጊባቶ፣እዚ ዝስዕብ Asyl-Verfahren ናይ ግድን ክገብር ኣለዎ። እዘን ሃገራት ነዚ መምሪሒታት ከምዚ ዝስዕብ Dublin-III-Verordnung.
ሰይምም። ንስኹም ከም ድላይኩም ክትዉስኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም፣ ኣበይ ናትኩም ናይ ዑቕባ-መስርሕ ክግበር ከም ዘለዎ።

መን እዩ ሓላፍነት ዝስከም?

ናይ ዑቕባ-መስርሕ ናትኩም ናይ ግድን ኣብ ውሽጢ ካልእ ኤሮጳዊ-ሃገር ክትገብርዎ ኣለኩም፣ እንተድኣ ኣብዘን ዝተጠቕሳ ሃገራት ከም ዝነበርኩም ተረጋጊጹ። ሓደ መረጋገጺ ክኣ፣ እዚ ዝስዕብ Visum Visum ናብ ሓደ ሃገር መእተዊ ኣለኩም፣ ንስኹም ኣብኡ Asyl-Antrag ጌርኩም ኴንኩም ወይ ናትኩም ናይ ኣጻብዕቲ-ኣሰር ተወሲዱ ኮይኑ። እቲ BAMF እትቕመጡሉ ኣበይ ምዃኑ ከረጋግጽ ይኽእል እዩ፣ እንተድኣ ንኣምነት ናይ ባቡር ትኬት ወይ ስእልታት ናይ‘ቲ ትነብሩሉ ሃገር ሒዝኩም ጸኒሕኩም።

ቅደም ተኸተል ናይ ናይ ዳብሊን-መስርሕ

እቲ Bundesamt für Migration und Flüchtlinge (BAMF) ክረኽቦ‘ዩ (ክፈልጦ‘ዩ)፣ እንተድኣ ሓንቲ ካልእ ሃገር ንናይ ዑቕባ-መስርሕ ናትኩም ሓላፍነት ተሲኪማቶ ሃልያ። ናይ ኣጻብዕትኹም-ኣሰር ወሲዱ ኣብ ናይ ኤሮጳ መኽዘን ሓበሬታ ክደልየኩም ይኽእል እዩ። ብተወሳኺ እቲ BAMF ንናይ መህደሚኹም-መገዲ ይሓተኩም። እዚ ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይብሃል Reiseweg-Befragung ። ገለ ግዜ‘ውን እቲ BAMF ሓደ ደብዳቤ ይሰደልኩምን schriftlichen Reiseweg-Befragung. ንምንታይ ናብቲ ዝምልከቶ ሃገር ክትምለሱ ከምዘይትደልዩ‘ውን፣ ኣብቲ ናይ ጉዕዞ መገዲ-ሕቶታት ግለጹ ኢኹም። ኣብኡ እንታይ ከም ዘጋጠመኩም፣ ግለጹ ኢኹም።
እንተድኣ ኮይኑ፣ እንተድኣ እዚ BAMF ኣብ ካልኦት ሃገራት ከምትቕመጡ ዋላሓደ ጭብጢ ዘይብሉ ኮይኑ እቲ ናይ ዑቕባ-መስርሕ ኣብ ጀርመን ክግበር ይከኣል እዩ። ኣብቲ ናይ ጉዕዞ መገዲ-ሕቶታት ክትሕስዉ ኣይግብኣኩምን እዩ።እንተድኣ ብርግጽ ዘይዘከርኩሞ፣ ከምዘይትዝክርዎ ክትዛረቡ ኣለኩም።

ስድራቤታዊ-ምትእኽኻብ (ዓንቀጽ 8-12 Dublin-III-Verordnung)

ብመሰረት ናይ ዳብሊን-|III-መስርሕ [glossary] [term] '35 ',' ti '[/ term] [text] ነታ ቀንዲ ስድራ-ቤትኩም [/ text] [/ glossary] ናብ ጀርመን ክትስሕቡዋ ትኽእሉ ኢኹም፣ እንተድኣ [ Glossar] [Begriff] '23 ','ti'[/ Begriff] [Text] ስድራ-ቤትኩም ኣብ ካልኦት ናይ ዳብሊን ይቕመጡ ሃልዮም [/ Text] [/glossary]። እንተድኣ ስድራኹም ኣብ ውሽጢ‘ዘን ዝተጠቕሳ ናይ ዳብሊን ሃገራት ሃልዮም፣ ናብኦም ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም። [Break /] ኩሉ ክትገብርዎ ዝግበኣኩም ግን [glossary] [term] '14 ','ti'[/ term] [text] ንናይ ስድራ-ቤት [/ text] [/ glossary] ዳግማይ [glossary] [term] '28 ','ti'[/ term] [text] ምጥርናፍ[/ text] [/glossary] ብ[glossary] [term] '24' ምልክታ(ወይ ሕቶ) 'ti' [/ term] [Text] ብናይ ዳብሊን-ውዕል መሰረት ምቕራብ እዩ (Dublin-Referat) [/ text] [/glossary]። ን [link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#contentBox">Beratungs-Stelle። እንደሕር ደኣ ስድራቤትኩም ኣብ ግሪክ ኣለዉ፣ ሕተቱ ነቶም ኣማከርቲ ኣካል Equal Rights. እዚ ሓደ መስርሕ ኒ ስደተኛታት ኣብ ግሪክ ዝሕግዝ እዩ።

ግለ ሰባት እዚ ዝስዕብ ዘለዎም Aufenthaltserlaubnis ኣብ ካልእ ኤሮጳዊ-ሃገር

እንተድኣ ንስኹም እብ ውሽጢ ካልእ ኤሮጳዊ-ሃገር ሓደ Anerkennung als Flüchtling ወይ ሓደ subsidiären Schutz ኣለኩም፣ ኣብ ጀርመን እቲ ዝልዓለ ኣህግራዊ ምሱጋግ ዘይግቦም ይመጸኩም። እቲ ናይDublin-Verfahren ንዓኹም ኣይምልከተኩምን እዩ። 90 መዓልቲ ኣብ ጀርመን ክትጸንሑ ትኽእሉ ኢኹም። እንተድኣ ድሕሪኡ ባዕልኹም ካብ ዘይወጻእኩም፣ ምስጉግ ኣይግባኦን እዩ ዝበል ተዘይ መጺኩምን፣ጀርመን ናብ‘ቲ ካልእ ኤሮጳዊ-ሃገር ክሰጎኩም ይኽእል።

መንጸግቲ ናይ‘ቲ Asyl-Antrag

እንተድኣ እቲ BAMF መረጋገጺ (ናይ ባቡር ትኬት፣ ናይ ኣጻብዕቲ-ኣሰር፣ Asyl-Antrag፣ Visum፣ ወይክኣ ንዓኡ ዝመሳሰል) ኣለዎ፣ ኣብ ካልእ ኤሮጳዊ-ሃገር ከም ዝነበርኩም ዘራጋግጽ፣ ነቲ Asyl-Antrag ከም unzulässig unzulässig ይነጽጎ።
እቲ መንጸግቲ ናይ Asyl-Antragካ ኣብ ሓደ ብጫ ሰታሪት ብዝተዓሸገ ደብዳቤ ክትወሃቡ ኢኹም። ኣብቲ ሰታሪት ዕለት ተጻሒፉ ኣሎ።

ኣንጻር ናይ‘ቲ መንጸግቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ክሲ ከምኡ‘ውን ህጹጽ ምልክታ(ሕቶ) ናብ ምምሕዳራዊ-ቤት ፍርዲ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም። እንተድኣ ደንጒኹም ኣቕሪብኩሞ፣ፈጺምኩም ካልእ ዕድል የብልኩምን።

ቀልጢፍኩም ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኪዱ Beratungs-Stelle ወይ ናብ ሓደ ወይ ሓንቲ ጠበቓ ኪዱ Anwalt/Anwältin ወይ ወን ናብ Verwaltungs-Gerichtሓደ ናቱ ወኪል ቤትፍርዲ።ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ aktiv.fluechtlingsrat-bw.de ሓደ ንድፊ ኣለኩም ክሲ Klage ከምኡ‘ውን እቲ Antrag auf aufschiebende Wirkung.

ገደብ ኣብ ናይ ዳብሊን-III-መስርሕ

ኣብ ናይ ዳብሊን-መስርሕ ዝተፈላለየ ገደባት ኣሎ። እንተድኣ ጀርመን ትፈልጥ ኮይና፣ ሓንቲ ካልእ ሃገር ሓላፍነት ናይ ዑቕባኩም-መስርሕ ሓላፍነት ከም ትስከም፣ዉሑድ ግዜ‘ዩ ዘለዎ ንዕኦም ንኽረክቦም። ኣብ መወዳእታ እቲ ሃገር‘ቲ ኣብ ውሽጢ ዝተወሰነ ግዜ መልሲ ክህብ ኣለዎ።
ድሕሪዘን ክልተ ገደባት ጀርመን 6 ኣዋርሕ ዝኸውን ግዜ ኣለዋ ንዓኹም ንኽጥርዘኩም። እንተድኣ ድሕሪ 6 ኣዋርሕ ከይተጠረዝኩም ጸኒሕኩም፣ ጀርመን እያ ነቲ ናትኩም ናይ ዑቕባ-መስርሕ ሓላፍነት ትስከም።

ድሕሪ 6 ኣዋርሕ ብቐጥታ ኣብ ጀርመን ንኽትነብሩ ኣይግበኣኩምን እዩ። ኣቐዲምኩም ናይ ግድን ሓደ ደብዳቤ ናብ እቲ BAMF ክትጽሕፉ ኣለኩም።


ደጋፊ ናይ ዑቕባ ግርም ዝኮነ ሓጺር ናይ ጽሑፍ መግለጺ ኣለዎም Broschüre እንታይ ከምትገብሩ ዝሕብር (እንተኾነ ግን ብጀርመን ጠራይ)። ኣብዚ ዝስዕብ ገጽ‘ውን ሓበሬታታት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም w2eu። እተን ሓበሬታታት ብዓረብ፣ብእንግሊዝ፣ ብፋርስ (ናይ ኢራን)ከምኡ‘ውን ብ ፈረንሳ ክትረኽቡዎ ትኽእሉ ኢኹም።

እንተድኣ ከሲስኩም እሞ ናትኩም ናይ ህጹጽ ምልክታ(ሕቶ) ተነጺጉ፣ እንደገና 6 ኣዋርሕ ክወስድ እዩ ክሳብ‘ቲ ገደብ ናይ ግዜ ዝውዳእ።ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኪዱ ኢኹም Beratungs-Stelle

እንተድኣ ጠፊእኩም፣ እዚ ገደብ 18 ኣዋርሕ ጠራይ‘ዩ ዝውድእ። ከም ዝጠፍአ ዝቑጸር ንኣብነት፣ ሓደ ኣብ ዝተባህሎ ናይ ምጥራዝ ግዜ Abschiebung እንድሕር ዘይተረኽበ እዩ። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኬድኩም ሕተቱ ኢኹም። Beratungs-Stelle