Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Small topic picture

ድሕሪ መንጸግቲ ናይ Asyl-Antragካ – ናይ መሰል ሓገዝ ከምኡ‘ውን ካልእ መዳያትን

ናትኩም Asyl-Antrag[/text] ተነጺጉ ዕድል ኣይገበርኩምን። እዚ Bundesamt für Migration und Flüchtlinge (BAMF) ማለት ክኣ፣ እቲ ናትኩም ናይ ስደት-ምኽንያታት እኹል ኣይኮነን። ወይክኣ እቲ BAMF ይብል፣ ንስኹም ሓቂ ኣይተዛረብኩምን። ኣንጻር እቲ መንጸግቲ ናብ ምምሕዳር-ቤት ፍርዲ ኬድኩም ክሲ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።
እንተድኣ እቲ ዘቕረብኩሞ Asyl-Antrag ተነጺጉ፣ ብቐጥታ ክትስጎጉ ኢኹም ማለት እየስምዕን እዩ።.

መልክዓት (ዓይነታት) ናይ መንጸግቲ

ኣብ ጀርመን 3 ዓይነታት ናይ መንጸግቲ ኣሎ። ኣብ Ablehnungs-Bescheid ኣየናይ ዓይነት መንጸግቲ ከምዘሎኩም ሰፊሩ ይርከብ።
እቲ ናይ መንጸግቲ-ደብዳቤ ብቦስጣ ኣብ ሓንቲ ብጫ ሰታሪት ተዓሺጉ‘ዩ ዝመጸኩም። ኣብቲ ሰታሪት ዕለት ተጻሒፉ ኣሎ። እዚ ደብዳቤ‘ዚ ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ። ነታ ሰታሪት‘ውን ዓቅቡዋ ኢኹም።
3 ዓይነታት ናይ መንጸግቲ ኣሎ:
1) offensichtlich unbegründet
2) unbegründet
3) unzulässig

ክሲ ኣንጻር ናይ‘ቲ መንጸግቲ

ኣንጻር መንጸግቲ ንናይ ዕቕባ-ሕቶኹም ጥርዓን ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም። ጥርዓንኩም ናብ ናይ ምምሕዳራዊ-ቤት ፍርዲ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም (Verwaltungsgericht)። እንተድኣ ጥርዓን ከተቕርቡ ደሊኹም፣ክትቅልጥፉ ኣኣለኩም።ምኽንያቱ ገለ ግዜ ክሳብ እቲ ጥርዓን እተቕርብዎ 7 መዓልታት ጠራይ እዩ ዘለኩም።
ካብ ኣየናይ መዓልቲ ኢኹም ጥርዓን ከተቕርቡ ዘይግበኣኩም ንኽትፈልጡ፣ኣብ‘ቲ ዝስደደልኩም ብጫ ቡስጣ ተጻሒፉ ኣሎ። ስለ‘ዚ ክኣ ኢኹም ነቲ ቡስጣ ክትዕቅብዎ ዝግበኣኩም።

ጥርዓንኩም ኣዚኹም ደንጒኹም ኣቕሪብኩሞ፣ ጥርዓንኩም ናብ ቤት-ፍርዲ ነኸተቕርቡ ፈጺሙ ዕድል የብልኩምን።


ቀልጢፍኩም ናብ‘ዚ ዝስዕብ ኪዱadvice office ወይ ብቐጥታ ናብ‘ዚ ዝስዕብ ኪዱ lawyer፣ ወይ ወን ናብ ቤትፍርዲ Verwaltungs-Gericht,እንተድኣ ኣንጻር ናይ ዕቕባኹም መንጸግቲ ጥርዓን ከተቕርቡ ደሊኹም።
ኣብ ዝኮነ ቤትፍርዲ ነዚ ጥርዓን ኒክትግብርዎ ዚሕግዙ ኣልዉ። ዝከፍትሉ ሰዓታት ሬእኩም አቲ ካብ ባንፍ ሒዝኩም ኪዱ። ከም ተወሳኪዝመጸኩም ደብዳቤ ኣብዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ገጽ aktiv.fluechtlingsrat-bw.de/materialien/articles/materialien-zu-den-fortbildungen.html ጥርዓን ኣለኩም ሓባሪ መስመር ናይ ጥርዓን.
እንተድኣ ናይ ዕቑባ-ሕቶኹም ብዘይ ምኽንያት ተነጺጉ፣ ናይ ምድንጓይ ምልክታ ከተቕርቡ ኣለኩም። እዚ ናይ ምድንጓይ ምልክታ እንተቕሪብኩም፣እሞ እንተተዓዊትኩም ጠራይ ኢኹም፣ኣብቲ ናይ ጥርዓን ግዜ ካብ ምጥራዝ ክትድሕኑ እትኽእሉ። ኣብ‘ዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ገጽ aktiv.fluechtlingsrat-bw.de/materialien/articles/materialien-zu-den-fortbildungen.html፣እዚ ዝስዕብ መሐበሪ-መስመር ናይ ምድንጓይ ምልክታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም[/link]።

መንጸግቲ ከምኡ‘ውን ናይ ክሲ-መስርሕ በብሓደ


1) መንጸግቲ ከም offensichtlich unbegründet
ኣብ ናትኩም ናይ መንጸግቲ-ደብዳቤ እዚ ዝስዕብ ትረኽቡ: እቲ ዘቕረብኹሞ ናይ ዑቕባ-ሕቶ ከም offensichtlichunbegründet ተነጺጉ።
እንተድኣ ክሲ ከተቕርቡ ደሊኹም፣7 መዓልቲ ጥራይ‘ዩ ግዜ ዘለኩም። ድሕሪኡ እቲ ክሲ ናብ ናይ ምምሕዳር-ቤት ፍርዲ ክትገብርዎ ክህሉ ኣለዎ።
ቀልጢፍኩም ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኪዱ Beratungs-Stelle ወይ ናብ ሓደ ወይ ሓንቲ ጠበቓ ኪዱ Anwalt/Anwältin። ወይ ወን ኣብ ናቱ ወከልቲ ቤትፍርዲ ኪዱVerwaltungs-Gericht.
ብሓንሳብ ምስ‘ቲ ክሲ ናይ ግድን „ሕቶ (ምልክታ) ንምድንጓይ ናይ‘ቲ ክሲ“ ክትገብሩ ኣለኩም። ኣብዚ ኢንተርነት ገጽ aktiv.fluechtlingsrat-bw.de ሓደ ንድፊ ኣለኩም ነቲ > ክሲ Klage ከምኡ‘ውን ነቲ link][href]https://aktiv.fluechtlingsrat-bw.de/materialien/articles/materialien-zu-den-fortbildungen.html" target="_blank">Antrag auf aufschiebende Wirkung።

እንተድኣ ዘይከሰስኩም፣ 1 ሰሙን ግዜ ጠራይ እዩ ዘለኩም፣ ካብ ጀርመን ክትወጹ። እንተድኣ ክሳብ ሽዑ ካብ ጀርመን ዘይወጻእኹም፣ ጀርመን ባዕላ ክትሰጎኩም ትኽእል እያ። እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ዘይትደልዩ ሃሊኹም፣ ካልእ ኣንፈት ናይ ዕድላት እንተለኩም ክትሪኡ Perspektiven ኣለኩም።ውሑድ ኣንፈት ናይ ዕድላት እዩ ዘለኩም ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኬድኩም ሕተቱ Beratungs-Stelle። እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ደሊኹም፣ ንሓንቲ ናይ ምምላስ ቤት ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ሕተቱ Rückkehrberatungs-Stelle

2) መንጸግቲ ከም unbegründet
ኣብ ናትኩም ናይ መንጸግቲ-ደብዳቤ እዚ ዝስዕብ ትረኽቡ: እቲ ዘቕረብኹሞ ናይ ዑቕባ-ሕቶ ከም unbegründet ተነጺጉ።
14 መዓልቲ ግዜ ኣለኩም፣ ክሲ ንከተቕርቡ። ድሕሪኡ እቲ ክሲ ናብ ናይ ምምሕዳር-ቤት ፍርዲ ክትገብርዎ ክህሉ ኣለዎ። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩም ሕተቱ Beratungs-Stelle ወይ ናብ ሓደ ወይ ሓንቲ ጠበቓ ኪዱ Anwalt/Anwältin፣ ወይ ወን ኣብ ናቱ ወከልቲ ቤትፍርዲ ኪዱ
እንተድኣ ክሲ ዘየቕሪብኩም፣ 1 ሓንቲ ወርሒ ጠራይ ኣላትኩም፣ ካብ ጀርመን ክትወጹ። እንተድኣ ክሳብ ሽዑ ካብ ጀርመን ዘይወጻእኹም፣ ጀርመን ባዕላ ክትሰጎኩም ትኽእል እያ። እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ዘይትደልዩ ሃሊኹም፣ ካልእ ኣንፈት ናይ ዕድላት እንተለኩም ክትሪኡ [href]de/willkommen/nach_der_ablehnung_des_asylantrags_rechtshilfe_und_weitere_perspektiven#chapter5">Perspektiven ኣለኩም።ውሑድ ኣንፈት ናይ ዕድላት እዩ ዘለኩም ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኬድኩም ሕተቱ Beratungs-Stelle እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ደሊኹም፣ ንሓንቲ ናይ ምምላስ ቤት ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ሕተቱ Rückkehrberatungs-Stelle

3) መንጸግቲ ከም unzulässig
ኣብ ናትኩም ናይ መንጸግቲ-ደብዳቤ እዚ ዝስዕብ ትረኽቡ: እቲ ዘቕረብኹሞ ናይ ዑቕባ-ሕቶ ከም unzulässig ተነጺጉ።
7 መዓልቲ ግዜ ኣለኩም፣ ክሲ ንከተቕርቡ። ናይ ዑቕባ ሕቶኹም ምናልባሽ ተነጺጉ‘ሎ፣ ምኽንያቱ ኣብ Dublin-Verfahren ስለ ዘለኹምወይ ክኣ ሓደ ካልእ ሃገር ናይ መቐመጢ-ወረቀት ስለ ዘለኩም።

ምኽሪ ውሰዱ ኢኹም፣ ቅድሚ ምኽሳስኩም። ንምንታይ፣ ነቲ ናይ ዳብሊን-መስርሕ ኣብ ምዕራፍ 3 ረኣዩ Dublin-Verfahren.


።እንተድኣ ክሲ ከተቕርቡ ኴንኩም፣ ናይ ግድን ሓደ ሕቶ (ምልክታ) ንምድንጓይ ክትገብሩ ኣለኩም።. ኣብዚ ኢንተርነት ገጽ aktiv.fluechtlingsrat-bw.de ሓደ ንድፊ ኣለኩም ነቲ > ክሲ Klage ከምኡ‘ውን እቲ Antrag auf aufschiebende Wirkung.

እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ዘይትደልዩ ሃሊኹም፣ ካልእ ኣንፈት ናይ ዕድላት እንተለኩም ክትሪኡ Perspektiven ኣለኩም። ኣለኩም።ውሑድ ኣንፈት ናይ ዕድላት እዩ ዘለኩም ኬድናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ኩም ሕተቱ Beratungs-Stelle። እንተድኣ ካብ ጀርመን ክትወጹ ደሊኹም፣ ንሓንቲ ናይ ምምላስ ቤት ምኽሪ-ኣካል (ቦታ) ሕተቱ Rückkehrberatungs-Stelle

Duldung

እንተድኣ ናይ ዕቑባ-ሕቶኹም ተነጺጉ፣ እዚ ዝስዕብ ክትረኽቡ ኢኹምDuldung። ኣብ‘ቲ ናይ ዱልዱንግ(Duldung) ወረቐት ዝተጻሕፈ ዕለት ኣሎ። እዚ ዕለት‘ዚ ክሳብ መዓስ እዩ እዚ ናይ መቐመጢ ወረቐት ዘገልግል መግለጺ እዩ። ቅድሚ‘ዚ ዕለት‘ዚ ምዉድኡ ናብ‘ዞም ዝስዕቡ ኪዱ Ausländerbehördeምእንቲ እዚ ናይ ዱልዱንግ(Duldung) ወረቐትኩም ክናዋሕ(ክሕደስ)። እዚ ወረቐት ምስ ተናወሐ(ተሓደሰ) ግን መንግስቲ ጀርመን ክትሰጎኩም እያ ማለት ኣይኮነን።
እዚ ማለት ግን መንግስቲ ጀርመን እቲ ዕለት ቅድሚ ምዉድኡ ክትሰጎኩም ትኽእል እያ። ዱልዱንግ ብምሓዝኩም ኣብ ገለ ፍሉይ ምኽንያት መንግስቲ ጀርመን ኣይሰጎኩምን እዩ።ብዛዕባ‘ዚ ጉዳይ ብዝምልከት ኣብ‘ዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ገጽ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም „sichere Duldung“.[break/h_der_ablehnung_des_asylantrags_rechtshilfe_und_weitere_perspektiven#chapter5">sichere Duldung“።
ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ ናይ ምኽሪ-ቤት ጽሕፈትወይ ክኣ ንናይ ወጻኢ-ጉዳይ ሰበ-ስልጣናት (Ausländerbehörde) ሕተቱ ኢኹም ንምንታይ ዱልዱንግ(Duldung) ከም ዝተወሃበኩም።
Mitwirkungs-Pflicht
እንተድኣ ዱልዱንግ (Duldung) ኣለኩም፣ መንነትኩም ክትነግሩ ኣለኩም። እዚ ማለት ክኣ፣መን ምዃንኩም ዘረጋግጽ፣ንኣብነት ከም ፓስፖርት፣ታሴራ ወይ ናይ ምዝዋር-መኪና ፍቓድ(ባይታንቲ)፣ ናይ ዕለተ-ልደት ወረቐት፣ዝኾኑ ዕላውያን ወረቐት(ሰነድ) ከተቕርቡ ኣለኩም። እንተድኣ እዚ ዝተገልጸ ዘይገበርኩም፣ ወይ ሓቂ እንተዘይተዛሪብኩም ናይ ደቂ-ወጻኢ ክህብኹም ይኽእሉ እዮም ኣብ ሓደ ቦታ ጠራይ ናይ ምንባር ግዴታ.. ኣብ ሓደ ቦታ ጠራይ ናይ ምንባር ግዴታ ኣለኩም፣ ካብ‘ቲ ዝተባህለ ከባቢ ክትወጹ ኣይፍቀደኩምን እዩ። እዚ ከባቢ‘ዚ እታ እትቕመጡላ ዘለኹም ከተማ ወይ ክኣ ሓደ ከባቢ ብሓላፍነት ናይ ወጻኢ-ጉዳይ ሰበ-ስልጣናት ዝመሓደር ክኸውን ይኽእል እዩ። እዚ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ሰበ ስልጣን Ausländerbehörde ን ከስትሰርሑ ኪክልክለኩም ይኬል እዩ። ብድሕርዚ ውሳኒ ወን ኪትሰርሑ ኮነ ናይ ትምህርቲ ሞያታት ክትወስዱ ኣይፍቅደኩምን። ካብኡ ወጻኢ ወን ኣቲ ሶስያ ኣምት ናይ ብዙሓት ሰባት ይካርጾ፣ አቶም Sozial-Leistungen መራጋገጺ መኒነት ከምጻኡ ዘይከኣሉ።
Duldung ን ሰባት ዘይትፈልጠ መንነቶም። አቲ ዝተጥቅሰ ኣብ ላዕሊ መርጋገጺ (Mitwirkungs-Pflichten) ዘየምጺኩም፣ ብርግጽ ኪመጸኩም አዩ ፍሉይ ዱልዱም ዘይተርጋገጸ መንነት ዝበል። መስ አዚ ዱልድም ከኣ ፈጺምኩም ክትሰርሑ ኣይፍቀደኩምን እዩ፣ በተወሳኪ ወን አቲ ናይ ምንባር ግዲታ ዝበሃል ይሃውኩም። እዚ ዱልዱም እዚ ብተውሳኪ ብዙሕ ኣሉታዊ ነገር ኣልዎ፣ ሕተቱ ኣብ ጊዚኡ ኣብዚ ሊንክ አዚ Beratungs-Stelle[/text][/link ። ብተወሳኪ ኣብዚ ኣለኩም ዝያዳ ሓበሬታ ዶች, እንግሊሽ, ፍራንስ, ዓረብፕርሲሽ.

ኣንፈት ናይ ዕድላት ኣብ ጀርመን

Erst-Aufnahmeኣንፈት ናይ ዕድላት ኣብ ጀርመንእንተድኣ ተነጺግኩም ኴንኩም፣ ውሑድ ተኽእሎታት ወይ ዕድላት‘ዩ እብ ጀርመን ዘለኩም። ኣብ ገለ ገለ ጉዳያት ቀልጢፍኩም ክትጥረዙ ኢኹም። ኣብ ገለ ካልእ ጉዳያት ነዊሕ ኣብ ጀርመን ክትጸንሑ ትኽእሉ ኢኹም። ብዙሕ ተኽእሎታት ግን የሎን። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle.እቲ ኣንፈት ናይ ዕድላት ብዝርዝር ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ኣሎ >>ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ (ኒደርዛኽሰን)Flüchtlings-Rat Niedersachsen ( ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)።ዳግማይ ናይ ዑቕባ -ሕቶ(ምልክታ)እንተድ እዚ BAMF ነጺግኩም፣ ዳግማይ ዑቕባ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። ሓደ ዳግማይ ናይ ዑቕባ-ሕቶ ብBAMF ተቐባልነት ዝረክብ፣ እንተድኣኩነታትኩም ተቐይሩ ጠራይ ወይ ክኣ ሓድሽ ጭብጥታት እንተ ኣለኩም። እንተድኣ ኩነታትኩም ተቐይሩ ወይ ክኣ ሓድሽ ጭብጥታት ኣለኩም፣ ናይ ግድን ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ ሓደ ዳግማይ ናይ ዑቕባ-ሕቶ ከተቕርቡ ኣለኩም።መቐመጢ-ፍቓድ ብምኽንያት ትምህርቲ፣ ስድራ-ቤት ወይ ክኣ ካልእ ምኽንያታትበጀካ ዑቕባ ካልእ ምኽንያታት ኣሎ፣ ምእንቲ ኣብ ጀርመን ክትጸንሕ ክትክእል። ንኣብነት ሓዳር፣ ስድራ-ቤት ወይ ክኣ ትምህርቲ። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩም ሕተቱ Beratungs-Stelle.ናይ ጸገም ኩነት-ሕቶ(ምልክታ) Härtefall-Antragእዚ ናይ ጸገም ኩነት-ሕቶ(ምልክታ) ናብ ናይ ጸገም ኩነት-ሕቶ(ምልክታ)-ሽማግለ ኣብ (ባደን-ቩርተምበርግ) ዝሕተት(ዝቐርብ) እዩ። እዚ ናይ ጸገም ኩነት-ሕቶ(ምልክታ)-ሽማግለ፣ ብምኽንያት ዝተፈልየ ኩነታት ኣብ (ኩነታትኩም ዝተመኮሰ መፍትሒ) ክገብር ከምኡ‘ውን ንዓኹም እብ ጀርመን ናይ ምጽናሕ ዕድል ክትረኽቡ ውሳኔ የሕልፍ። ዝኽነ ሰብ ናይ ጸገም ኩነት-ሕቶ(ምልክታ) ከቕርብ ይኽእል እዩ። ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ሓበሬታታትኣለኩም >>ናይ ዑቕባ-ቤት ምኽሪ(ባደን-ቩርተምበርግ) Baden-Württemberg (ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)። ። ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ ሕተቱBeratungs-Stelle.„ርግጸኛ“ Duldungእንተድኣ ክትስጎጉ ዘይክኣል ኮይኑ ሓደ„ርግጸኛDuldung“ ክወሃበኩም ይኽእል እዩ።ኣብ‘ቲ ሕጊ ሰፊሩ ከምዝርከብ „ብመሰረት ርግጸኛ ወይ ሕጋዊ ምኽንያታት“ ክትስጎጉ ከምዘይትኽእሉ።እንተድኣ ሃገርኩም ምስ ጀርመን ዝኾነ ውዕል ዘይብላ ኮይና ወይ ክኣ እቲ ምስጓግ ብዘይ ታሴራ ክኸውን እንተዘይኪኢሉ፣ብመሰረት ርግጸኛ ምኽንያታት ክትስጎጉ ኣይትኽእሉን። እቲ ኣንፈት ናይ ዕድላት ብዝርዝር ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ኣሎ >>ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ (ኒደርዛኽሰን)Niedersachsen ( ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)። Flüchtlings-Rat Niedersachsen ።ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle.

ኣብዚ ኽንጥንቀቆ ዘልና ግን፣ እቲ ናትና ሃዋህው ክቕየር ከምዝከልን እቲ ናይ ዱልዱም ወርቕትናን ዘየታኣማምን ሙኻኑ እዩ። ን ኣብነት ምስ ናትኩም ሃገር ሓደሽ ውዕል ብ ዘይ ታሰራ መኒነት ኪትጥረዙ ተተወሲኑ።
ገለ ግዜ ብመሰረት ሕጊ ክትጥረዙ ኣይትኽእሉን ኢኹም።ንኣብነት፣ እንተድኣ ቆልዓ ክውለድ ቀሪቡ ወይ ክኣ ኣብ ትምህርቲ ኣለኹም። እቲ ኣንፈት ናይ ዕድላት ብዝርዝር ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ኣሎ >>ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ (ኒደርዛኽሰን)Flüchtlings-Rat Niedersachsen ( ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle።Bleiberecht(ናይ ምጽናሕ መሰል)እንተድኣ ድሮ ንነዊሕ ግዜ (ዱልዱንግ) Duldung ኣብ ጀርመን ሃሊኹም፣ ምናልባሽ ሓደ Bleiberecht. ክትወሃቡ ትኽእሉ ኢኹም። ነዚ ንኽትረኽቡ ግን ናይ ግድን ብዝወሓደ 6 ዓመታት ኣብ ጀርመን ክትቅመጡ ኣለኩም፣ ቋንቋ ክትክዛረቡ ክትክእሉ ኣለኩም ከምኡ‘ውን ስራሕ ክህልወኩም ኣለዎ። እንተድኣ ሓደ ስድራ ኴንኩም፣ ናይ ግድን ብዝወሓደ 4 ዓመታት ኣብ ጀርመን ክትቅመጡ ኣለኩም፣ቋንቋ ክትክዛረቡ ክትክእሉ ኣለኩም ከምኡ‘ውን ስራሕ ክህልወኩም ኣለዎ።ዝያዳ ሓበሬታታት ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ኣሎ >>ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ [link][href http://www.nds-fluerat.org/leitfaden/6-bleiberechtsreglungen-und-die-gesetzliche-altfallregelung-nach-104a-aufenthg-in-verbindung-mit-23-abs-1-aufenthg/]]" target="_blank">Flüchtlings-Rat Niedersachsen ( ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)። ። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle።እንተድኣ ዕድሜኹም ልዕሊ 14 ዓመታት ኮይኑ፣ ከምኡውን ዕድመኹም ትሕቲ 21 ዓመታት ኮይኑ፣ድሮ ካብ ነዊሕ ኣትሒዝኩም ብ Duldung ትነብሩ ሃሊኹም፣ምናልባሽ ሓደ ካልእ Bleiberecht.ክወሃበኩም ይኽእል እዩ። ምእንቲ ነዚ ክትረኽቡ ግን 4 ዓመታት ኣብ ጀርመን ክትቅመጡ ኣለኩም። ዝያዳ ሓበሬታታት ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ ኣሎ >>ናይ ስደተኛታት-ቤት ምኽሪ [link][href http://www.nds-fluerat.org/leitfaden/6a-die-aufenthaltserlaubnis-nach-25a-aufenthg/]]]" target="_blank">Flüchtlings-Rat Niedersachsen (ብጀርመን ጠራይ‘ዩ እቲ ጽሑፍ)። ። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle[/text][/link መንበሪ ፍቃድ ብመክንያት ብቁዕ ስራሕ [break/ እንተደኣ ዱልዱ ምኣልኩም ሓደ ሞያ ወይ ወን ዩኒቨርሲቲ ኣጽኒኩም ወዲኩም ን ብቁዕ ስራሕ ጀሚርኩም፣ ሚናልባት መንበሪ ፍቃድ ብ ብቁዕ ስራሕ መክንያት ኪትወሃቡ ትክእሉ። .

Kirchenasylኣብ ጀርመን ዋላሓደ ካብ ውሽጢቤተ-ክርስቲያን ተወሲዱ ኣይጥረዝን እዩ። በዚ ምኽንያት ክኣ ገለ ሰባት ኣብ ውሽጢ ቤተ-ክርስቲያን ይቕመጡ። እዚ ኽኣ ናይ ቤተ-ክርስቲያን ዑቕባ ይብሃል። ናብ ናይ ምኽሪ-ኣካል(ቦታ) ኬድኩምሕተቱ Beratungs-Stelle ወይ ክኣ ቤተ-ክርስቲያን። ኣብቲ ናይ እንተርኔት ገጽ kirchenasyl.de ዝያዳ ሓበሬታታት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።