Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Small topic picture

መዕረፊ ከምኡውን ሰፈር

እንተድኣ ኣብ ጀርመን Asyl-Gesuch ጌርኩም፣ ቅድም ናይ ግድን ኣብ መጀመርያ መዕረፊ ክትሰፍሩ ኣለኩም፣ እዚ ክኣ ኣብ ሓደ ቦታ ናይ ምስፋር (ምቕማጥ)-ግዴታ ይብሃል። ቅድሚ ናይ መጀመርያ መዕረፊ ናብ ናይ ሓባር ሞቆመጢ ትቕይሩ። ድሕርዚ ከኣ ናይ ወልቂ ገዛኩም ኪትቅይሩ ይፍቀደኩም።
ኣንተድኣ ሓደ Aufenthaltserlaubnis መንበሪ ፍቃድ ተዋሂብኩም፣ ናብ ሓደ ናይ ውልቂ ገዛ ክትኣትዉ ይፍቀደኩም። ተጠንቐቑ Wohnsitz-Auflage.እንተድኣ ቀይርኩም ናይ ግድን ነቲ Bundesamt für Migration und Flüchtlinge (BAMF) ኩሉ ግዜ ኣድራሻኹም ክትሕብርዎ ኣለኩም! ኣብዚ ዝስዕብ ናይ እንተርኔት ገጽ ንጥፈት ኣብ ናይ ስደተኛታት ምክሪ ትረክቡ ሓደ ሊንክ ኣብንት መወከሲ

እታ Erstaufnahme-Stelle

Erstaufnahme-Stelle (መጅመርታ መቀበሊ ቦታ)ኣብ መጀመርያ ናይ ግድን ኣብ ውሽጢ መቀበሊ ቦታ(EA) ክትቅመጡ ኢኩም። ሓደ ሓደ ግዜ ንሓጺር ዝበለ ግዜ ኪክወን ይኬል። ሓደ ሓደ ጊዜ ድማ ነዊሕ ግዜ ኪውሰድ ዚኬል እዩ። ዝነወሐ ኒ 18 ወርሒ ኣብቲ ቦታ ትነብሩ። ብዝተፈልየ ኣጋጣሚ ንነውሕ ዘበለ ኽትቁመጡ ትኩእሉ። ስድራቤታት ምስ ቆልዑ ትሕቲ 18 ዕድሚኦም ዝነወሐ 6 ወርሒ ይቁመጡ። ድሕሪ እቲ ናይ መጀመርያ መቐበሊ-ቦታ(EA) ግድን Land-Kreis[/text][/glossary ናብ ሓደ ወረዳ ናይ ባደን-ቩርተምበር(Baden-Württemberg) ክትቅይሩ ኢኹም። ናበይ ኣውራጃ ከምትኸዱ፣ ክትመርጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም። እንተድኣ ናብ ሓደ ውሱን ኣውራጃ ደሊኹም፣ናይ ግድን ቀልጢፍኩም ነቶም ሰራሕተኛታት ናይ መንግስታዊቤትጽሕፈት(Regierungspräsidiums) (RP) ኣብቲ ናይ መጀመሪያ-መቐበሊ ክትነግርዎም ኣለኩም። ብዝብለጸ ደብዳቤ ጺሒፍኩም፣ ኣበይ ከምትደልዩን ንምንታይ ናብኡ ክትከዱ ከምትደዩን ግለጹ። እቲ ደብዳቤ ብጀርመን ክኸውን ኣለዎ። እንተድእ ሓገዝ ደሊኹም፣ ናብ ናይ ምኽሪ ኣካል (ቦታ) ሕተቱ ናይ ምክሪ ቦታ። [break/እንተዳኣ ካብሓደ ሃገር መጺኩም፡ ሃገረ ጀርመን „ዉሕሳት ሃገራት(sicheren Herkunftsstaat) “ ትጽውዖም። ከምቲ ጉቡእ ክሳብ መጨረሻ ናትኩም ናይ ዑቕባ-መስርሕ ኣብ EA ክትቅመጡ ኽትግደዱ ኣለኩም። እዚ ግን ን ስድራቤት ምስ ቆልዑ ትሕቲ 18 ዓምት ኣይወኪለን እዩ። ስድራቤት ሚስ ቆልዑ ትሕቲ 18 ዓመት ድሕሪ 6 ወርሂ ካብ EA ከትግዕዙ ፍቑድ አዩ። አንኮላይ ስድራቤታት ሚስ ቆልዑ ትሕቲ 18 ዓመት ካብዘን ዝተጠቕሳ „sicheren Herkunftsstaat“(ዉሑሳት መበቆል-ሃገራት ) ዝመጻእኩም።
እንተድኣ ቆልዑ ትሕቲ 18 ዓመት ኣለኩም እሞ ከኣ 6 ወርሒ ኣብ EA ተቀሚትኩም፡ ሕተቱ ኣብ ናይ ሚክሪ ቦታ እንደህር ክትጕዑዙ ደሊኩም።

እቲ ምቕያር (ትራንስፈር)

ድሕሪ ሓደ ፍሉይ ግዜ ካብ EA ክትወጹ ትኽእሉ ኢኹም። ናብ ሓደ ኣውራጃ ክትቅየሩ ኢኹም። ከምቲ ጉቡእ ካብዚ ተበጊስኩም EA ኣብ ሓደ ኣውቶቡስ ተሰቒልኹም ናብ‘ዚ ኣውራጃ ኢኹም ትውሰዱ። እቲ ቆጸራ ናይቲ ምቕያር ብደብዳቤ እዩ ዝመጻኩም፣ወይ ክኣ ዝተሰቕለ ሓበሬታ ኣብዚ ዝስዕብ ኣሎ EA። ናበይ ኣውራጃ ከምትኸዱ፣ ክትመርጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም።
እንተድኣ ናብ ሓደ ውሱን ኣውራጃ ደሊኹም፣ናይ ግድን ቀልጢፍኩም ነቶም ሰራሕተኛታት ናይ Regierungspräsidiums (RP) ኣብቲ ናይ መጀመሪያ-መቐበሊ ክትነግርዎም ኣለኩም። ብዝብለጸ ደብዳቤ ጺሒፍኩም፣ ኣበይ ከምትደልዩን ንምንታይ ናብኡ ክትከዱ ከምትደዩን ግለጹ። እቲ ደብዳቤ ብጀርመን ክኸውን ኣለዎ። እንተድእ ሓገዝ ደሊኹም፣ ናብ ናይ ምኽሪ ኣካል(ቦታ) ሕተቱ Beratungs-Stelle

እታ Gemeinschafts-Unterkunft (GU)

ኣብ ሓደ ኣውራጃ ከምቲ ግቡእ ኣብ ሓደ Gemeinschafts-Unterkunft (GU) ትነብሩ ከምኡ‘ውን ሳሕቲ ኣብ ሓደ ገዛ። እተን ናይ ሓባር-መቐበሊ ዝተፈላለያ እየን። ከምቲ ጉቡእ ናይ ብዙሕ ዓራታት-ክፍሊ‘ዩ ዘሎ። ክሽነን መሕጸብን ምስ ካልኦት ሰባት ኢኹም ትማቐልዎ። ድሕሪ 24 ኣዋርሕ ካብቲ ናይ ሓባር-መቐበሊ ክትወጹ (ትኽእሉ) ይግባኣኩም እዩ።
ገለ ግዜ ቀልጢፍኩም ካብ ናይ ሓባር-መቐበሊ ክትወጹ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት እንተድኣ ዑቕባ-መስርሕኩም ተወዲኡ፣ ንስኹም schutzbedürftig ኢኹም ወይ ትሰርሑ ኢኹም። ነዚ ዝስዕብ ሕተቱ ኢኹም Sozialdienst

እታ ናይ መላግቦ-መዕረፊት (ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ትሰጋገረሉ)

[break /] - መጽንሒ-ወረቐትን(Aufenthaltsgestattung) ከምኡ‘ውን ግዜያዊ ማለት-ክሳብ ካብ ጀርመን እትወጽእ ዝወሃብ ወረቐት(Duldung) ዘለኩም [/ strong] [break /] እንተድኣ ኣብ ናይ ሓባር መቐመጢ-ገዛ ዘይትነብሩ ሃሊኹም፣ ኣብዚ ዝስዕብ መቐመጢ ትግዕዙ። ካብ ሕጂ ንድሓር ውልቃዊ ገዛ ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም። እንተድኣ እቲ ክራይ ናይቲ ገዛ ክትከፍሉዎ ዘይትኽእሉ ኴንኩም እዚ ዝስዕብ ይኽፍለልኩም [[glossary] [term] '47 ','ti'[/ term] [text] ማሕበራዊ ሰበ-ስልጣን (Sozialamt) [/ text] [/ glossary] ይኽፍለልኩ። እቶም ማሕበራዊ ሰበ-ስልጣን (Sozialamt) ዉሑድ ገንዘብ ጠራይ እዩ ዝኸፍል። ኣንተድኣ እቲ ገዛ ክቡር ኮይኑ ናብኡ ክትኣትዉ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ነዚ ዝስዕብ ሕተቱ ኢኹም [link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#chapter2[/href] [text] ማሕበራዊ ኣገልግሎታት [/ text] [/ link]፣ ኪሳብ ኪንደይ ዋጋ ክራይ ገዛ ከምዝፍቀደኩም ከትፈልጡ። ኣብ ትነብሩሉ ከባቢ ጠራይ ኢኹም ሓደ ገዛ ክትደልዩ ዝግበኣኩም።እንተድኣ ገዛ ዘይረኸብኹም፣ እቶም ማሕበራዊ ሰበ-ስልጣን (Sozialamt) መዕረፊ ይህበኩም። ኣበየናይ ከባቢ ክትቕይሩ ከም ዘለኩም ደብዳቤ ክወሃበኩም እዩ።ናብቲ ናይ መላግቦ-መዕረፊ ቦታ ተባሂሉ ዝጽዋኦ(ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ትሰጋገረሉ) ሓደ ክፍሊ ክወሃበኩም እዩ። ኣንተድኣ በዚ ዘይተሰማሚዕኩም፣ ጥርዓን ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም። ን[link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#contentBox[/href] [text] ናይ ምኽሪ ቤት-ጽሕፈታት ሕተቱ ኢኹም [/ text] [/ link]። [Break /] [break /] - ናብ ካልእ ከባቢ ምቕያር [/ strong] [break /] እንተድኣ መቐመጢ-ወረቐት ዘይብልኩም፣ ኣብ‘ቲ ከባቢኹም(Landkreis) ጠራይ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ፣ ኣብቲ ድሕሪ‘ቲ ናይ መጀመርያ መቐበሊ ዝተቐየርኩሞ ቦታ። እንተድኣ ናብ ካልእ ከባቢ ክትቅይሩ ደሊኹም፣ ናይ ግድን ሓደ ሕቶ(ምልክታ)ናብ ናይ ደቂ-ወጻኢ ሰበ ስልጣናት(Ausländerbehörde) ከተቕርቡ ኣለኩም። እቲ ሕቶ ኽኣ [glossary] [term] '49 ','ti'[/ term] [text] Umverteilungs-Antrag [/ text] [/ glossary] ይበሃል። ናይ ግድን ምኽንያት ከተቕርቡ ኣለኩም ንምንታይ ክትቅይሩ ከምዝደለኹም። መብዛሕቱ እዋን እቲ ሕቶ(ምልክታ) ይንጸግ እዩ። እንተድኣ ናትኩም [glossary] [term] '35 ','ti'[/ term] [text] ቀንዲስድራ (Kern-Familie) [/ text] [/ glossary] ኣብ ካልእ ከባቢ ዝነብሩ ሃልዮም፣ መብዛሕትኡ ግዜ እቲ እተቕርብዎ ሕቶ(ምልክታ) ተቐባልነት ኣለዎ።ን[link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#contentBox"> ናይ ምኽሪ ቤት-ጽሕፈት፣ሕተቱ ኢኹም [/ text] [/ link]። [Break /] [break /] - መቐመጢ-ወረቐት እንተድኣ ኣለኩም [/ strong] [break /] ናይ ግሊ ገዛ ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም። እንተድኣ ክራይ ባዕልኹም ክትከፍልዎ ዘይትኽእሉ ኴንኩም [glossary] [term] '34 ','ti'[/ term] [text] እቲ ናይ ስራሕ-ማእከል(Jobcenter) ይኸፍለልኩም እዩ [/ text] [/glossary]። እቲ ናይ ስራሕ-ማእከል(Jobcenter) ዉሑድ ገንዘብ ጠራይ እዮም ዝኸፍሉ። እንተድኣ እቲ ክራይ ክቡር ኮይኑ እቲ ናይ ስራሕ-ማእከል(Jobcenter) ኣይከፍለልኩምን እዩ። ን[link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#chapter2[/href] [text] ማሕበራዊ-ኣልግሎት [/ text] [/ link] ወይ [link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#chapter3[/href] [Text] ናይ ስደተኛታት መኸርቲ ሕተቱ ኢኹም [/ text] [/ link], ክንደይ እዩ ናይ ገዛ ክራይ ዋጋ ንኽትፈልጡ። ዝበዘሐ ግዜ መንበሪ ቦታ ካብቲ ሚምሕዳር ይወሃበካ Wohnsitz-Auflage ።ኣብ ሓደ ቦታ ናይ ምቕማጥ-ግዴታ፣ ማለት ኣብ ሓደ ናይ ከባቢ-ምምሕዳር (Gemeinde) ይወሃበኩም እዩ። እዚ ማለት ክኣ፣ኣብ ሓን‘ቲ ውስንቲ ከተማ ንክትነብሩ ክትግደዱ ኢኹም። ቅድሚ ናብ ሓደ ቦታ ናይ ምቕማጥ-ግዴታ ምቕባልኩም፣ ናይ ግድን ክትሕተቱ ኣለኩም ተቃውሞ ከይህልወኩም። ተቃውሞ ዝጽውዕ፣ እታ ናይ ምቕማጥ-ግዴታ ከተማ ዝተባህለት ንናትኩም(Integration) ባህልን ንምድን ቋንቋን ናይቶም ደቂ-ዓዲ ፈሊጥካ ተማሳሲልካ ናይ ምንባር ዕድል ምስ ዘይህሉ አዩ። ብደብዳቤ መልክዕ ንኽትሕተቱ ተኽእሎ ኣሎ። ሕቶኹም ብዝበለጸ ብኸመይ ኣገባብ ከም እተቕርብዎ ሓገዝ እንተድኣ ደሊኹም(ምልክታ)[link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#chapter3[/href] [text] ናይ ስደተኛታት ናይ ምኽሪ-ቦታታትን [/ text] [/ link] ተወከሱ፣ እንተድኣ ናብ ካልእ ከባቢ ክትቅይሩ ደሊኹም፣ ሓደ ሓደ ግዝየ ኽከወን ይከል አዩ። ከምኡ ናይ ምግባር ሓሳብ እንተሃሊኩም፣ ንናይ ፍልሰት(ስደት) ሰበ-ስልጣናት ሕተቱ። ቀዳምነት እንተደኣ ናይ ስደተኛ ሰበ-ስልጣናት(Ausländer Behörde) ን ናይ ስራሕ-ማእከል(Jobcenter) ፍቃድ ሂበን ን ክትኪዩሩ፡ ካብዪ እዋን እዪ ክትቅይሩ ዚፍከደኩም። ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ክትሓቱ ኣለኩም [link] [href]de/willkommen/beratungsstellen#chapter3[/href] [text] ንናይ ፍልሰት(ስደት) ናይ ምኽሪ-ኣካላትን [/ text] [/ link]፣ ሕተቱ ኢኹም፣ ንክትቅይሩ መል ኣለኩም ድዩ የብልኩምን ምእንቲ ክትፈልጡ። [break /] ንሕሱር ማሕበራዊ- ገዛ ንምርካብ፣ናይ መንበሪ-ወረቐትን ([glossary] [term] '53 ','ti'[/ term] [text] ናይ መንበሪ ገዛ ፍቕድን [/ text] [/glossary]) ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ምቕያር ናብ ካልእ ከባቢ (ኣውራጃ)

እንተድኣ Aufenthaltserlaubnis ዘይብልኩም፣ ኣብቲ ከባቢኹም (ኣውራጃ) ጠራይ ኢኹም ክትነብሩ ትኽእሉ፣ ናብቲ ድሕሪ‘ዚ EA ዝተቐየርኩሞ። እንተድኣ ናብ ካልእ ኣውራጃታት ክትቅይሩ ደሊኹም፣ ናይ ግድን ሓደ ሕቶ (ምልክታ)ናብ ናይ ደቂ-ወጻኢ ሰበ ስልጣናት ከተቕርቡ ኣለኩም። እቲ ሕቶ (ምልክታ) ክምዚ ዝስዕብ ይብሃል Umverteilungs-Antrag። ናይ ግድን ምኽንያት ከተቕርቡ ኣለኩም ንምንታይ ክትቅይሩ ከምዝደለኹም። መብዛሕቱ እዋን እቲ ሕቶ (ምልክታ) ይንጸግ እዩ። እንተድኣ ናትኩም Kern-Familie ኣብ ከባቢ (ኣውራጃ) ካልእ ትነብር ሃልያ፣ መብዛሕቱ እዋን እቲ ሕቶ(ምልክታ) ቅቡል ይኸውን ናብ ናይ ምኽሪ ኣካል(ቦታ) ሕተቱ Beratungs-Stelle

ገዛ ምድላይ

ኣብ ቡዙሓት ከተማታት ናይ ባደን-ቩርተምበርግ (Baden-Württemberg) ከቢድ እዩ ገዛ ንኽትረክብ። ኣብዚ ዝስዕብ ናይ እንተርኔት ገጽ Fluechtlinge-willkommen.de ናይ ሓባር-ገዛ (ኣብ ሓደ ገዛ ቡዙሓት ሰባት ተኻርዮም ዝቕመጥዎ) ናብ ናይ ምኽሪ ኣካል (ቦታ) ሕተቱ Beratungsstelle ብኸመይ ሓደ ገዛ ክትደዩ ከምትኽእሉ።