Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Welcome Family

እንቋዕ ናብ ባደን-ቭርተምበርግ ብደሓን መጻእኩም፣

ኣብ ናይ ኢንተርነት ፐጅ አንቓዕ ደሓን መጻአኩም ናብ ባደን ዉትንበርግ ኣልኩም። ኣብዚ ግጽ አዚ ሓበሬታ ብዛዕባ ስደተና ኣብ ባደን ዉትምበርግ ትረክቡ። ዝበዝሐ ሓበሬታ ብዛዕባ ናትኩም ሕጋዊ ኩነታትን ዕድላተን አዩ። ሕጋዊ ኩነታትን ዝበሃል አቲ ኣገዳሲ ሕጊ ኣብ ሂወትኩም ከም ስደተኛ ኣብ ባደን ዉትንበርግ አዩ።
አቲ ናይ ኢንተርነት ፐጅ ካብ ናይ ስደተናታት ሚኽርን ዝተፈላለያ ማሕበራት ናይ ዲያቖኒ(Diakonie) ዝተገብረ አዩ። ንሕና ተሞርኮስቲ ኣይኮናን ምስተን ዘይመንጊስታዊኣን ማህበራትን ሓገዝቲ ኣካላት ን ስደተናታት ኣብ ባደን ዉትንበርግ። ድሕሪ 30 ሰነ 2020 ምውዳእ ናዚ ብሮግራም እዚ ናይ ኢንተርነት ገጽ ኣኽሕደስን እዩ። ግን ከኣ ሓደ ሓደ ጊዜ አቲ ሕጊ ቀጢፉ ይቅየር አዩ። ስለዚ ሕተቱ ኩሉ ግዜ። አንተደኣ አቲ ሕጊ ግዚዊ አንተሎ። ሕጉሳት ኢና ናብ ባደን ዉትምበርግ ሚምጻአኩም። ኩሉ ሰሰናዩ ኒምነየልኩም።