Cookie ንጥቀም ኢና። ናትና ናይ ኢንተርኔት-ገጽ ብምጥቃምኩም፣ ናትና ናይ ዳታ - ምክልኻል መግለጺ ትቕበሉዎ ኣለኹም ማለት‘ዩ

Welcome
Small topic picture

ምልላይ ኣብ መዓልታዊ-ሂወት ከምዉ‘ውን ነጻ ግዜ

ሓገዝ ናይ ምልላይ ኣሎ ኣብ ጀርመን። ሓደ ካብኣቶም ክኣ እዚ ዝስዕብ እዩ RefugeeGuide።እቲ ናይ ስደተኛታት-ሓባሪ RefugeeGuide ብ 17 ቋንቋታታት ኣሎ። እቲ ትሕዝቶ ናቱ (RefugeeGuide) ብዛዕባ መዓልታዊ ሂወት ከምኡ‘ውን ናይ ሓባር ናብራ ኣብ ጀርመን እዩ።ንክብራዊ (ብነጻ ሰብ ዝሕግዙ) ሕተቱ Ehrenamtliche ወይ‘ውን ካልእ ናብ ናይ ምኽሪ ኣካል (ቦታ) Beratungs-Stelle፣ እንታይ ኣብቲ ትነብርዎ ቦታ ክትገብሩ ከም ትኽእሉ።